Herzlich willkommen

Herzlich willkommen auf unserer Homepage

مرحبًا بكم في الموقع الإلكتروني لجمعية التضامن الاسلامي بالمانيا

الاخوة والاخوات المحترمين نحييكم بتحية الاسلام
السلام عليكم ورحمة الله وبركاته
هاهي موقع الجمعية تعود اليكم بعد انقطاع طويل ونتمني من الله ان نوفق في تقديم كل ماهو مفيد
ونرجوا منكم المشاركة الفعالي في موقع الدعوة

ادارة جمعية التضامن الاسلامي

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኣሕዋትን ኣሓትን
ሰላምን ርህራሄን ናይ ኣላህ ይዕሰልኩም እናበልና ድሕሪ ነዊሕ ምቁራጽ እነሄት መርበብ ኢንተርነት ኣልዳዕዋ እንደገና ብርሃን ትርኢ
ኢንሻላህ ከኣ ረቢ ክሕግዘና እቲ ጠቓሚ ዝኾነ ዝተፈላለየ ኣርእስቲ ሓዘል ዛዕባታት ከነቕርበልኩም።
እቲ ካባኹም ብትሕትና እንሓቶ ኸኣ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ ዝተፈላለየ መዳያት ጽሑፋትኩምን ሓሳባትኩምን ክትልግሱልና እዩ።
እሞ ሰናይ ምክትታል ንምነየልኩም ኣሕዋትኩም፣

ኣካየድቲ ሽማግለ ማሕበር እስላማዊ ምትሕግጋዝ